ተዓፅዩ

ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ግራናይት ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳደሩ ክዕደግ ይደሊ'

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 12, 2018 10:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 12, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማእከል ኣድያቦ ብናይ ኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ማእከል ኣድያቦ መደበኛ በጀት ዝክፈል ንዝተፈላለዩ ግልጋሎታት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ቀወምቲ ናይ ቢሮ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 22, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ ፅሕፈት መሳርሒ 15000: ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ኣቀሑትን 25000 ቅርሺ : ናይ ቢሮን ገዛን ኣቅሑት 15000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ካብ መንግስታዊ በጀት ንኣብያት ፅሕፈት ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኮምፒተር : ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪ ኣቀሑት: ናይ ፅሬት ኣቅሑትን : ስፔር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 22, 2018 2:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 22, 2018 2:35 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንኣቅሑት ፅሕፈት 5000 ቅርሺ : ንናይ ኤሌክትሮኒክስን ስፔርን 20000 ቅርሺ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት 5000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0)162.61 (0)
180.53 (0.76)182.33 (0.76)
24 (0)24.46 (0.02)
9.67 (0.03)9.77 (0.03)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2019