ተዘግቷል

ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ግራናይት ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ

መዝግያ ቀን ሕዳር 13, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሕዳር 13, 2018 4:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ100,000.00
የተለቀቀበት ቀን
ተዘግቷል

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማእከል ኣድያቦ ብናይ ኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ማእከል ኣድያቦ መደበኛ በጀት ዝክፈል ንዝተፈላለዩ ግልጋሎታት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ቀወምቲ ናይ ቢሮ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መዝግያ ቀን ሕዳር 22, 2018 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሕዳር 22, 2018 5:00 ጥዋት
ቦታወረዳ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋናይ ፅሕፈት መሳርሒ 15000: ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ኣቀሑትን 25000 ቅርሺ : ናይ ቢሮን ገዛን ኣቅሑት 15000 ቅርሺ
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ200.00
የተለቀቀበት ቀን
ተዘግቷል

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ካብ መንግስታዊ በጀት ንኣብያት ፅሕፈት ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኮምፒተር : ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪ ኣቀሑት: ናይ ፅሬት ኣቅሑትን : ስፔር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መዝግያ ቀን ሕዳር 22, 2018 2:30 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሕዳር 22, 2018 2:35 ጥዋት
ቦታሽራሮ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋንኣቅሑት ፅሕፈት 5000 ቅርሺ : ንናይ ኤሌክትሮኒክስን ስፔርን 20000 ቅርሺ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት 5000 ቅርሺ
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ300.00
የተለቀቀበት ቀን

የጨረታ ምድብ

ባለቤት ኩባንያ

የጨረታ ማስታወቅያዎች እዚሁ እንደሚለቀቁ ያውቃሉ'] = ነገር ግን ሙሉ ኣገልግሎት ከፈለጉ ለምሳሌ ለድርጅትዎ ብቻ ጠቃሚ የሆነ ጨረታ ለይቶ የ ሚያሳውቅ ወይም በ ኢሜይል በየግዜው የሚያቁበት መንገድ ይመቻችሎታል፡ እንዲሁም በሞባይል መልእክት የሚያቁበት መንገድ፡፡ ምንድነው የሚጠብቁት? ኣሁኑኑ ይመዝገቡ በተመጣጣኝ ኣመታዊ ክፍያ፡፡ በኣድራሻችን ያግኙን!

ጨረታ ለመከታተል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0)162.61 (0)
180.53 (0.76)182.33 (0.76)
24 (0)24.46 (0.02)
9.67 (0.03)9.77 (0.03)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2019