ተዘግቷል

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ኣብ በጀት ዓምት 2018 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት መሳርሒ : ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር : ናይ መኪና ስፔር : ናይ መከና ጋራጅ ጉልበት : ናይ ሞተርሳይክል ጋራጅ ጉልበት : ናይ ኤሌከትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

መዝግያ ቀን ሕዳር 25, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሕዳር 25, 2018 4:30 ጥዋት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት 10000 ቅርሺ : ኣቅሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቀሑት 5000 ቅርሺ : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 10000 ቅርሺ : ናይ መኪና ጋራጅ ናይ ጉልበት 5000 ብር : ናይ ሞተርሳይክል ጋራጅ ጉልበት 5000 ብር : ኤሌክትሪክስ 3000 ብ
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ200.00
የተለቀቀበት ቀን
ተዘግቷል

ኮምሽን ኢንቨስትመንት ትግራይ ቅነ ኢንቨስትመንት ኢሉ ኣብ ዝሰየሞ ቅንያት ኢንቨስትመንት ፕሮጀክትታት ኢንቨስትመንት ዝሳተፍሉ ባዛርን ኤግዚብሽ፤ ፓነል ምይይጥን ዑደትን ንምክያድ ኣብ 2018 ዓ.ም " ኢንቨስትመንት ንሕውየት ትግራይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ቅነ ኢንቨስትመንት ንምስላጥ ኣብ ምንቅስቓስ ስለዘሎ ክትሳተፉ እትደልዩ ትካላት ብመሰረት እዞም ዝስዕቡ ዝርዝር ረቛሒታት ሰነድኩም (ፕሮፖዛልኩም) ብምቕራብ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

መዝግያ ቀን ሕዳር 22, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሕዳር 22, 2018 4:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ15,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ300.00
የተለቀቀበት ቀን

የጨረታ ምድብ

ባለቤት ኩባንያ

የጨረታ ማስታወቅያዎች እዚሁ እንደሚለቀቁ ያውቃሉ'] = ነገር ግን ሙሉ ኣገልግሎት ከፈለጉ ለምሳሌ ለድርጅትዎ ብቻ ጠቃሚ የሆነ ጨረታ ለይቶ የ ሚያሳውቅ ወይም በ ኢሜይል በየግዜው የሚያቁበት መንገድ ይመቻችሎታል፡ እንዲሁም በሞባይል መልእክት የሚያቁበት መንገድ፡፡ ምንድነው የሚጠብቁት? ኣሁኑኑ ይመዝገቡ በተመጣጣኝ ኣመታዊ ክፍያ፡፡ በኣድራሻችን ያግኙን!

ጨረታ ለመከታተል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0)162.61 (0)
180.53 (0.76)182.33 (0.76)
24 (0)24.46 (0.02)
9.67 (0.03)9.77 (0.03)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2019