ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ብአውራ ከይዲ ስራሕ ቐረብ መስተ ማይ ንኤሌክትሮ መካኒካል ስራሕቲ ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤለክትሮ መካኒካል ስፔር ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 16, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ኣይገልፅን
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሕዳር 12, 2018
posted: ቅድሚ 11 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 10/2018
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ብአውራ ከይዲ ስራሕ ቐረብ መስተ ማይ ንኤሌክትሮ መካኒካል ስራሕቲ ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤለክትሮ መካኒካል ስፔር ኣቁሑት ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ ቁ 22736 ቐ/መ/ማይ ብዕለት 10/02/2018 ዓ.ም ብ አውራ ከይዲ ስራሕ ቐረብ መስተማይ ተዓዲጉ ንክቀርብ ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ́ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ፡፡
- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር
- ግብሪ ከፋሊ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል
- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን
- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር
- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::
| ተ/ቑ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Fluke range 374-376 Fc True RMS Clamp Multi Meter ACDC With Field sense 1000V | pcs | 2 |
NB.እቲ ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘረ መረዳእታ ኮፒ ተገይሩ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ
ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 12/03/2018 ዓ.ም ክሳብ 15/03/2018ዓ/ም
ኣድራሻ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ 0344407335