ተዘግቷል

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

መዝግያ ቀን ሕዳር 29, 2018 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሕዳር 30, 2018 9:00 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ20,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ200.00
የተለቀቀበት ቀን
ተዘግቷል

ምልክታ ጨረታ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ዝርከቡ ማሕበረሰብ ተጠቃሚ ንምግባር ቀለብ ደራሆ (Complementary Feed) ዝምልከቶም ትካላት ብምዕዳም ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝለዝኾነ ድማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም፣፣ 1. ናይ 2018 ዓ.ም በቲ ዘርፊ ስራሕ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ፣ 2. መለለዪ ንግዲ ፍቓድ (Tin Number) ምስ ንግዲ ፍቓድ ፎቶ ኮፒ፣ 3. ቫት (VAT) ተመዝገብቲ ዝኾኑን ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ዲክላራስዮን ከቕርቡ ዝኸእሉን፣ 4. ጨረታ መኸበሪ ሰነድ ብስፒኦ (CPO) ብር6,000.00 ከትሕዙ ዝኸእሉ፡ 5. ካብ እስፐሲፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን፣ 6. እዚ ጨረታ ስዒርካ ምስ ተብሃለ ኣብ ውሽጢ 2 መዓልቲ 10% ናይ ዝመልኦ ዋጋ መኸበሪ ውዕሊ ብምቕራብን ዘየማትእ ውዕሊ ብምእሳርን ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ እቲ ዝድለ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማልት ከቕርብ ዝኽእል፡፡ 7. እቲ ዋጋ ክምላእ ከሎ ምስ VAI ምዃኑን ዘይምዃኑን ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ፡፡ ብንፁር እንተዘይተፈሊጡ ምስ VAI ከምዝተመልአ ተሓሳቢ ይግበር፡፡ 8. ትካልና 20% ናይቲ ንብረት ምውሳኸን ምንካይን ይኸእል፣ 9. ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ሙሉእ ሽምን ማህተምን እቲ ትካል ክጥቀስ ይግባእ፡ 10. ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ (ጥቓ ቤተ መንግስቲ ሃፀይ ዮሃንስ) ቢሮ ቑፅሪ 430 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ብር100.00 ብምኽፋል ምውሳድ ይከኣል፣ 11. ማ.ል.ት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣ 12. እዚ ጨረታ ዕለት 24/03/2017 ዓ.ም ሰዓት 8፡30 ተዓዕዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ማልት ቢሮ ቑፅሪ 410 ይኸፈት ፡ <div class="table-responsive"> <table class="table table-striped"> <thead><tr><th> </th><th>ዓይነት ንብረት</th><th>መለክዒ</th><th> በዝሒ</th><th> ነፀላ ዋጋ</th><th> ጠቕላላ ዋጋ</th><th>መብርሂ</th></tr></thead><tbody> <tr><td>1</td><td> ቀለብ ደርሁ (Complementary Feed)</td><td>ኩንታል</td><td> 109.00</td><td></td><td></td><td> ብመረት ስፐስፊኬሽ</td></tr> </tbody> </table> </div>

መዝግያ ቀን ሕዳር 24, 2018 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሕዳር 25, 2018 9:00 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ6,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ100.00
የተለቀቀበት ቀን
ተጨማሪ አንብብ : ምልክታ ጨረታ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ዝርከቡ ማሕበረሰብ ተጠቃሚ ንምግባር ቀለብ ደራሆ (Complementary Feed) ዝምልከቶም ትካላት ብምዕዳም ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝለዝኾነ ድማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም፣፣ 1. ናይ 2018 ዓ.ም በቲ ዘርፊ ስራሕ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ፣ 2. መለለዪ ንግዲ ፍቓድ (Tin Number) ምስ ንግዲ ፍቓድ ፎቶ ኮፒ፣ 3. ቫት (VAT) ተመዝገብቲ ዝኾኑን ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ዲክላራስዮን ከቕርቡ ዝኸእሉን፣ 4. ጨረታ መኸበሪ ሰነድ ብስፒኦ (CPO) ብር6,000.00 ከትሕዙ ዝኸእሉ፡ 5. ካብ እስፐሲፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን፣ 6. እዚ ጨረታ ስዒርካ ምስ ተብሃለ ኣብ ውሽጢ 2 መዓልቲ 10% ናይ ዝመልኦ ዋጋ መኸበሪ ውዕሊ ብምቕራብን ዘየማትእ ውዕሊ ብምእሳርን ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ እቲ ዝድለ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማልት ከቕርብ ዝኽእል፡፡ 7. እቲ ዋጋ ክምላእ ከሎ ምስ VAI ምዃኑን ዘይምዃኑን ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ፡፡ ብንፁር እንተዘይተፈሊጡ ምስ VAI ከምዝተመልአ ተሓሳቢ ይግበር፡፡ 8. ትካልና 20% ናይቲ ንብረት ምውሳኸን ምንካይን ይኸእል፣ 9. ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ሙሉእ ሽምን ማህተምን እቲ ትካል ክጥቀስ ይግባእ፡ 10. ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ (ጥቓ ቤተ መንግስቲ ሃፀይ ዮሃንስ) ቢሮ ቑፅሪ 430 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ብር100.00 ብምኽፋል ምውሳድ ይከኣል፣ 11. ማ.ል.ት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣ 12. እዚ ጨረታ ዕለት 24/03/2017 ዓ.ም ሰዓት 8፡30 ተዓዕዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ማልት ቢሮ ቑፅሪ 410 ይኸፈት ፡ <div class="table-responsive"> <table class="table table-striped"> <thead><tr><th> </th><th>ዓይነት ንብረት</th><th>መለክዒ</th><th> በዝሒ</th><th> ነፀላ ዋጋ</th><th> ጠቕላላ ዋጋ</th><th>መብርሂ</th></tr></thead><tbody> <tr><td>1</td><td> ቀለብ ደርሁ (Complementary Feed)</td><td>ኩንታል</td><td> 109.00</td><td></td><td></td><td> ብመረት ስፐስፊኬሽ</td></tr> </tbody> </table> </div>
ተዘግቷል

The Tigray Water& Energy bureau now invites sealed bids from eligible bidders for the supply of procurement of Supply of Afridave Hand Pump with out stand

መዝግያ ቀን Monday 01st, December 2025 9:00 am (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትMonday 01st, December 2025 9:05 am
ቦታMekelle
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ500,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ600.00
የተለቀቀበት ቀን

የጨረታ ምድብ

ባለቤት ኩባንያ

የጨረታ ማስታወቅያዎች እዚሁ እንደሚለቀቁ ያውቃሉ'] = ነገር ግን ሙሉ ኣገልግሎት ከፈለጉ ለምሳሌ ለድርጅትዎ ብቻ ጠቃሚ የሆነ ጨረታ ለይቶ የ ሚያሳውቅ ወይም በ ኢሜይል በየግዜው የሚያቁበት መንገድ ይመቻችሎታል፡ እንዲሁም በሞባይል መልእክት የሚያቁበት መንገድ፡፡ ምንድነው የሚጠብቁት? ኣሁኑኑ ይመዝገቡ በተመጣጣኝ ኣመታዊ ክፍያ፡፡ በኣድራሻችን ያግኙን!

ጨረታ ለመከታተል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0)162.61 (0)
180.53 (0.76)182.33 (0.76)
24 (0)24.46 (0.02)
9.67 (0.03)9.77 (0.03)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2019