ኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 6, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 6, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ለምለም ወልቃይት ሓለፍለነቱ ዝተወሰነ ኩለመዳይ ሓረስቶት ሕብረት ስራሕ ዩኒየን ኣብ ወረዳ ወልቃይት ከተማ ዓዲ ረመፅ ኣብ 700 ካሜ ንቤት ዕዮ ግልጋሎት ዝዉዕል G+1 ማለት እዉን በዓል ሓደ ደብሪ ህንፃ ከስርሕ ስለዝደለየ ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ናይ ጂሲ ፍቃድ ዘለኩም ኮንትራክተራት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ኮንትራክተራት ክተማልእዎ ዝግባእ ረቋሕታት

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 3, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 3, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.86 (-0.13)162.47 (-0.13)
180.02 (0.39)181.82 (0.39)
24 (0)24.27 (-0.02)
9.75 (0.02)9.85 (0.02)
1.02 (0.01)1.03 (0.01)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ረቡዕ ጥቅምቲ 4, 2019
s