ቤት ምኽሪ ስፖርት ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንስፖርት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ስፖርት ናዉቲ ሻራ ጫማ : ማልያና ናይ ወፃኢ ሙሉእ : ማልያ ናይ ዓዲ ዉሽጢ ሙሉእ: መጋጫ ናይ ወፃኢ አናአሽቲ : ኩ/ኢድ ናይ ዉድድር ሳይክል (ፎኒክስ) ሕብሪ ወይንጠጅ : ናይ ሳይክል ተወዳደርቲ ግጡም ዕጥቂ ዓዲ ዉሽጢ : ናይ ሳይክል ተወዳደርቲ ናይ ርእሲ መካላኸሊ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 16, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 16, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ በጀት ኤስኤምኤም ንበጀት ዓመት 2008 ዓ∙ ም ንናይ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ኣብ ጣብያ እንዳስላሰ ካላል መስኖ ማይን መዋህለሊ መስኖ ማይን ምስ ካናሉን ካናል ማይ ምስደጋፊኡ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ዝለዝደሊ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትክእሉ ብስራሕቲ ማይ ደረጃ 7ን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ተኮናተርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 17, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 17, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 11, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 11, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

አብ ወረዳ መደባይ ዛና ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2008 በጀት ዓመት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 23, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 23, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ40,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ250.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

የ ጨረታ ቀን መራዘም እንደሚከተለዉ ማስተካከያ ተደርጋል

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥር 2, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥር 2, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.86 (-0.13)162.47 (-0.13)
180.02 (0.39)181.82 (0.39)
24 (0)24.27 (-0.02)
9.75 (0.02)9.85 (0.02)
1.02 (0.01)1.03 (0.01)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ረቡዕ ጥቅምቲ 4, 2019
s