ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ናይ ዓድዋ ንምምሕዳር ህንፃ ንምስራሕ ንአማከርቲ ትካላት ኣጫረቲቱ ከስርሕ ስለዝደለየ ብአርክቴክቸራር ኢንጂነሪንግ ብኣማከርቲ ደረጃ 5ን ልዕሊኡን አርክቴክቸራር አማከርቲ ደረጃ 5ን ልዕሊኡን ሓፈሻዊ ወይዉን ጀነራል ኢንጂነሪንግ አማከርቲ ደረጃ 5ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለኩም አማከርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣጫረቲ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 21, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 21, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ወረድኡ ንዘለዎ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መቀያየሪ አቁሑ መኪናን :ስራሕቲ ፈርኒቸር :ስራሕቲ ሕትመት :ሲሚንቶ ካብ መቀለ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ናብ ወረዳ መረብ ለከ ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ዘጋዕዝን ንናይ መንገዲ ስራሕቲ ዝዉዕል ሙሩፅ ሓመድ ንምፍራይ ዶዘር ወይ ኤክስካቫተር ዘለዎም ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 7, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 7, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ትምህርታት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ማለት ብርጅስቶን ጎማ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 5, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 5, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

በሃገር መከላከያ ሚኒስቴር የሰሜን ዕዝ ጠቅላላ መምሪያ የጨረታ ማራዘሚያ ማስታወቂያ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ኅዳር 30, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኅዳር 30, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሳይንስ ኪት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሕትም ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 28, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 28, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ማይ ፀብሪ መሳርሕታት ህንፃ :ባህርዛፍን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 29, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 29, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.69 (-0.17)162.30 (-0.17)
179.01 (-1.01)180.80 (-1.02)
24 (0)24.25 (-0.02)
9.67 (-0.08)9.77 (-0.08)
1.01 (-0.01)1.02 (-0.01)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2019
s