Closed
ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ናይ ዓድዋ ንምምሕዳር ህንፃ ንምስራሕ ንአማከርቲ ትካላት ኣጫረቲቱ ከስርሕ ስለዝደለየ ብአርክቴክቸራር ኢንጂነሪንግ ብኣማከርቲ ደረጃ 5ን ልዕሊኡን አርክቴክቸራር አማከርቲ ደረጃ 5ን ልዕሊኡን ሓፈሻዊ ወይዉን ጀነራል ኢንጂነሪንግ አማከርቲ ደረጃ 5ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለኩም አማከርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣጫረቲ ከስርሕ ይደሊ
መዝግያ ቀን ታሕሳስ 21, 2009 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትታሕሳስ 21, 2009 6:00 ከሰአት
ቦታመቐለ
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ300.00
የተለቀቀበት ቀን