ተዓፅዩ

ማሕበር ባህሊ ትግራይ መፅሄት ከሕትም ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 27, 2010 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 29, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ትራንስ ኢትዩጰያ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ መቀለ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝርከብ ናይ መካይን ደዉ መበልን መሕደርን ስፍሕ ዝበለ ቦታ ንምፅራግን ሙሩፅ ሓመድ ( selected material) ብምጥቃም ብማሽነሪ ተሓጊዙ እቲ ቦታ ከመዓራሪይ ስለዝደለየ በቲ ዘፈር ናይ ኮንስትራክሽን ናይ ስራሕ ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ንምእሳር ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 29, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 29, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.35 (-0.1)162.97 (-0.09)
177.17 (-0.34)178.94 (-0.35)
24 (0)24.4 (-0.06)
9.24 (-0.13)9.33 (-0.14)
1.02 (0.01)1.03 (0.01)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ሕዳር 14, 2019