Closed
ማሕበር ዛንታና ዓርሰ ሓገዝ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ኣብ ከባቢ ደብሪ ዝርከብ ቦታ ብሎክ ቁፅሪ 666 typology- 5 ህንፀቱ ንምስላጥ ስለዝደሊ ኣብዚ ዝስዕብ ዝተጠቀሱ ዝርዝር ስራሕቲ ስራሕ ክትሳተፉ እትደልዩ ተቋረፅቲ ህንፃ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 1, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 1, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ