ቤት ፅ/ት ርእሰ ምም/ር ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ንቤት ፅ/ት ር/ምም/ር ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 12, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 12, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መጋቢት 9, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 09/07/2011ዓ/ም ክሳብ 11/07/2011ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 12/07/2011ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406451 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s