ቢሮ ትልምን ፋይናነስን ካብ ናይ ዩኒሴፍ በጀት ንዳ/ዳ ምድላው ክትትልን መፅሓፍቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 11, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 11, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት 2011 በጀት ዓመት ካብ ዘለና መደበኛ ሓፂር ስልጠና ንንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ሎት 1 ኣወቶሞቲቭ መሳርሒ ፣ ሎት 2 ህንፃ መሳርሒ፣ ሎት 3 ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሎት 4 ኤሌክትሪክ፣ ሎት 5 ኤሌክትሮኒክስ፣ ሎት 6 ፕላምፒንግ ፣ ሎት 7 ጨርቃ ጨርቂ፣ ሎት 8 ሕትመት ኣብ 8ተ ሎት መቂሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጊት ክፍፅም ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 18, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 18, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢሎቱ ዝተፈላለየ
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.92 (0.23)162.53 (0.23)
180.51 (1.5)182.31 (1.51)
24 (0)24.29 (0.04)
9.73 (0.06)9.83 (0.06)
1.02 (0.01)1.03 (0.01)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2019
s