Closed
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከባብታት ትግራይ ዕሹግ ማይ ፋብሪካ ንምጥያሽን መፅናዕትታን ንምክያድን ንኣማከርቲ ትካላት (Industrial Consultancy) ንምቁፃር ስለዝደለየት ንክትወዳደሩ ትዕድም፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 23, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 24, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ