Closed
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ንቤት ትምህርቲና ግልጋሎት ዝውዕል ዩኒፎርም ሰራሕተኛታት ደቂ ተባዕትዮ/ ሙሉእ ጁባን ስረን ምስገበሩ/ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 28, 2011 9:25 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 28, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ