በድጋሜ የወጣ ግልፅ የጨረታ ማስታወቂያ በመከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ ለመቐለ ሪፈራል ሆስፒታል ግንባታ ፕሮጀክት ኣገልግሎት የሚውል የፋውንቴን ሲቪል ስራ፣ ኤሌክትሪካል ስራ፣ ሰራ ኣቅርቦትና ግንባታ ስራ / Fountain civil works; Electrical works and Sanitary Works supply and Apply works/ ስራ ግዥ ለመፈፀም ህጋዊ ተወዳዳሪዎችን በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ በንኡስ ተቋራጭ/Sub- contract/ ለማሰራት ይፈልጋል፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ግንቦት 16, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንግንቦት 17, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ሱር ኮንስትራክሽን ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ፒቪሲ ፕሮጀክት ዝ/ዩ ዘገልገሉ ንብረታት ዘገልገለ ባህርዛፍ ናይ ሞራሌን ፕላይ ውድን ቁርፅራፅ ዕንፀይትን ፣ ዘገልገለ ናይ ዘይትን ግሪስን በርሚል፣ ዘገልገለ ናይ ላሜራን ቴንዲኖን ቁርፅራፅ ሓፂን፣ ዘገልገለ ባትሪ 60A, 70A,150A፣ ዘገልገለ ጎማ 12*20፣ ዘገልገለ ጎማ 23.10*25፣ ዘገልገለ ናይ ካርታማ በርሚል፣ ዘገልገለ ናይ ኬምካል በርሚል፣ ዘገልገለ ናይ ኬምካል ፕላስቲክ በርሚል፣ ዝተቃፀለ ዘይቲ//፣ ዘገልገለ ናይ ሲሚንቶ ከረጢት /ጭረት/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከሸይጥ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 30, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 30, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማእከል ህንፀት ውቅሮ ንናይ 201ዓ/ም በጀት ዓመት ንመሳርሒ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ንብረታት ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 23, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 24, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ6,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ሲዒቡ ዝተዘርዘረ ዝ/ዩ ኣገልግሎት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 21, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 21, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ60.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.92 (0.23)162.53 (0.23)
180.51 (1.5)182.31 (1.51)
24 (0)24.29 (0.04)
9.73 (0.06)9.83 (0.06)
1.02 (0.01)1.03 (0.01)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2019
s