ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ቀፂሎም ዘለው LG ቴሌቭዥን በዓል 43 ኢንች በዝሒ 3፣ ቲቪ ስታንድ ናይ ግድግዳ በዝሒ 4፣ ኬብል ገመድ ጥቅላል 100 ሜትሮ በዝሒ 2፣ LMB በዓል 4 በዝሒ 3፣ ባትሪ ዋይ ቱኤላፋንት ቱኤ በዝሒ170፣ ዲሽ 60 ሸሓነ በዝሒ 2፣ ከለር ፕሪንተር በዝሒ 1 ፣ ረሲቨር በዝሒ 4፣ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ትካላት ብመሰረት እቲ ቐሪቡ ዘሎ ስፔስፊኬሽን ንኸተጫረቱ ብኽብሪ ይዕድም፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 22, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 22, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማእከልና ማእከል ኦርቶ ፊዚዮ ቴራፒ መቐለ ብዕለት 19/08/2011 ብቁፅሪ ብደብዳቤ ኦር/መ/10001/01/84 ክልተ መካይን ብሓራጅ ንምሻጥ ምልክታ ምውፅኡ ይፍለጥ፡፡ ኮይኑ ግን ኣብቲ ዝወፀ ምልክታ ብዘጋጠመ ቴክኒካዊ ፀገም ምስራዙ ኣገዳሲ ኮይኑ ስለዝተረከበ በቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ጨረታ ዘይካየድ ምዃኑ ምስ ይቅርታ እንዳሓበርና ብቀፃሊ እቲ ዘጋጠመ ፀገም ብምዕራይ ነውፅኦ ምዃና ንሕብር፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 11, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 11, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣግበ ቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ማእከል ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ን3ይ ዙር መናእሰይ ናይ ስልጠና ማተሪያል ዕድጊት ንምክያድ ካብ ዘለና ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፤ ፅሬት፣ ናይ ኤሌክትሪክ፣ ናይ ዝርገሐ ማይ መሳርሒ፤ ናይ ኮንስትራክሽን፣ ኮስሜቲክስ፣ ጨርቃ ጨርቅን፣ ፈርኒቸርን፣ ናይ ኤሌክትሪክ ሞጎጎ፣ ምግቢ ኣቅሑት፣ ምርባሕ ደርሆ፣ ምህጣር ከፍቲ መሳርሕታትን ፣ ናይ ጎማ ካለማደሪያን ናይ ሞዴል ል1HZ /ኣንቡላንስ/፣ ሞዴል ZN-1033UBX፣ ሞዴል 682-N3 ኢነትረ መኪና ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 23, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 23, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታኣግበ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢሎቱ ዝተፈላለየv
ናይ ደኩመንት ዋጋ30-50.0
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.92 (0.23)162.53 (0.23)
180.51 (1.5)182.31 (1.51)
24 (0)24.29 (0.04)
9.73 (0.06)9.83 (0.06)
1.02 (0.01)1.03 (0.01)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2019
s