የትግራይ ብሔራዊ ክልላዊ መንግስት የጤና ቢሮ ከታች በሎት የተጠቀሱትን እቃዎች ከህጋውያን ነጋዴዎች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሐሴ 16, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሐሴ 16, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ካብ ዕለት 1/11/2009 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/10/2010 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈትና ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቀደልኩም ዉልቀ ኦዲተራትን ኦዶት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለኩም ብንክትሳተፉ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 17, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 17, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሰሜን ፉሉይ ቦታ ቀበሌ 06 ፊት ንፊት ገነት ሚድያ ዉርድ ኢልካ ጎኒ መኻዚኖ ዋልያ ቢራ ዝርከብ ብግምት ስፍሓቱ 2336 ሜ2 ከባ ዝኾነ ዝተሰርሐ 2 ዓበይቲ መካዚኖ ፣ 4 ክፍሊ ገዛ ዘለዎ ኮይኑ ዋንነቱ ናይ ማሕበር ደ/ኣንስትዮ ዝኮነ ኣብ ዋና መስመር ኣስፋልት ዝርከብ ንዝተፈላለየ ንግዲ ወይ መኻዚኖ ግልጋሎት ዝዉዕል በቢ ዓመቱ ዝሕደስ ክሳብ 3 ዓመት ክተካሪ ስለ ዝደለየት

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 8, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 9, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.92 (0.23)162.53 (0.23)
180.51 (1.5)182.31 (1.51)
24 (0)24.29 (0.04)
9.73 (0.06)9.83 (0.06)
1.02 (0.01)1.03 (0.01)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2019
s