ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ካብ ዕለት 1/11/2009 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/10/2010 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈትና ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቀደልኩም ዉልቀ ኦዲተራትን ኦዶት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለኩም ብንክትሳተፉ ይዕድም

መዝግያ ቀን ነሓሰ 17, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትነሓሰ 17, 2011 4:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ30.00
የተለቀቀበት ቀን

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሰሜን ፉሉይ ቦታ ቀበሌ 06 ፊት ንፊት ገነት ሚድያ ዉርድ ኢልካ ጎኒ መኻዚኖ ዋልያ ቢራ ዝርከብ ብግምት ስፍሓቱ 2336 ሜ2 ከባ ዝኾነ ዝተሰርሐ 2 ዓበይቲ መካዚኖ ፣ 4 ክፍሊ ገዛ ዘለዎ ኮይኑ ዋንነቱ ናይ ማሕበር ደ/ኣንስትዮ ዝኮነ ኣብ ዋና መስመር ኣስፋልት ዝርከብ ንዝተፈላለየ ንግዲ ወይ መኻዚኖ ግልጋሎት ዝዉዕል በቢ ዓመቱ ዝሕደስ ክሳብ 3 ዓመት ክተካሪ ስለ ዝደለየት

መዝግያ ቀን ነሓሰ 8, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትነሓሰ 9, 2011 9:00 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ2%
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ50.00
የተለቀቀበት ቀን

የጨረታ ምድብ

ባለቤት ኩባንያ

የጨረታ ማስታወቅያዎች እዚሁ እንደሚለቀቁ ያውቃሉ'] = ነገር ግን ሙሉ ኣገልግሎት ከፈለጉ ለምሳሌ ለድርጅትዎ ብቻ ጠቃሚ የሆነ ጨረታ ለይቶ የ ሚያሳውቅ ወይም በ ኢሜይል በየግዜው የሚያቁበት መንገድ ይመቻችሎታል፡ እንዲሁም በሞባይል መልእክት የሚያቁበት መንገድ፡፡ ምንድነው የሚጠብቁት? ኣሁኑኑ ይመዝገቡ በተመጣጣኝ ኣመታዊ ክፍያ፡፡ በኣድራሻችን ያግኙን!

ጨረታ ለመከታተል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.92 (0.23)162.53 (0.23)
180.51 (1.5)182.31 (1.51)
24 (0)24.29 (0.04)
9.73 (0.06)9.83 (0.06)
1.02 (0.01)1.03 (0.01)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2019
s