ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ በጀት ዓመት 2012 ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ናይ መኪና ፣ ሞተርሳይክልን ጀነሬተርን እስፔር ፓርትን 2 ፒክ ኣፕ ዳፕል ጋቢና ክራይ ክካረ ስለ ዝደለየ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 23, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 23, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1/ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሓደሰን ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር፣ ቫት ተመዝገቢ ዝኮነ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት
2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 13 ካብ ዕለት 9/12/2011 ክሳብ 23/12/2011 ንሕድሕድ ዘይምለስ 50ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/12/2011 ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረትቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከቡ ይክፈት
4 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ
ኣድራሻና - ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቀለ 03 ቀበሌ ዞባ ምምሕዳር ብድሕሪኡ
ተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 03 44- 40 73 35 ምርካብ ይካኣል