ተዓፅዩ

Mums for Mums Invitation to qualified bidders for rendering of Sewing Dress Services

ዝዕፀወሉ መዓልቲ Saturday 28th, March 2026 10:00 am (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንSaturday 28th, March 2026 10:15 am
ቦታMekelle
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2018 ኣብ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንሓለዋ ሰራሕተኛ፣ ንፅሬት መሳርሒን ብተወሳኪ ኣብ ቀበሌ 18 ጥቃ ኣዋሽ ንፕሬዚደንት መኖርያ ገዛን ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሩይ ዝስተ ማይ ብቦቲ ፅዒንካ ንምቅራብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2018 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ከስርሕ ክግልገል ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 18, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ናይ መኪና ዘይቲ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 29, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ብርጅስቶን ጎማ ክትዕድግ ሰለዝደለየት::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 21, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
179.77 (0.69)181.57 (0.7)
24 (0)24.44 (0.04)
9.64 (-0.03)9.74 (-0.03)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2019