ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ጨ/መቐለ ናይ ረሳሕ ፈሳሲ ንምውጋድ ግልጋሎት ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 29, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 23, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
AI ቅልጡፍ ፅማቕ
generated by ai * እዚ ጨረታ ንምውጋድ ረሳሕ ፈሳሲ (ዓቐን 14m³ን 16m³ን) ዝወፀ ኮይኑ፡ ብወርሒ ክሳብ 20 ቢያጆ ከልዕል ዝኽእል ኣቕራቢ ዘሳትፍ እዩ።
* ተጫረቲ ናይ 2018 ግብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ መቕረባይነትን ሰርቲፊኬት ግብሪ ኸፋሊ መለለዪ ቁፅሪ (TIN)ን ቕዳሕ ከቕርቡ ይበየኖም።
* ጨረታ ካብ ዕለት 23/07/2018 ዓ/ም ክሳብ 29/07/2018 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ፡ ብዕለት 29/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅ.ቐ ተዓፅዩ ብሰዓት 4:30 ቅ.ቐ ይኽፈት።
* ጨረታ ዝኸፈተሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ደደቢት ማይክሮፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 8 ኮይኑ፡ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቁፅሪ 0344-404253 ምሕታት ይከኣል።

ምልከታ ጨረታ ረሳሕ ፈሳሲ ንምውጋድ
| ተ.ቁ | መዐቀኒ | ናይ ሓደ ቢያጆ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|
| 01 | 16m3 | ||
| 02 | 14m3 |
መምርሒ ተጫረትቲ
1. ናይ 2018 ግብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነ ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኸእል
2. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለዪ ቁፅሪ (TIN) ሰርቲፊኬት ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኸእል
3. ብወርሒ ክሳብ 20 ቢያጆ ከልዕል ዝኸእል
4. እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 23/07/2018 - 29/07/2018 ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓዕዩ፤ሰዓት 4:30 ኣብ ትካልና ደብሪ ቁዕሪ 8 ይኸፈት፤
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ
ቤት ፅ/ት ደደቢት ማ/ፋይናንስ ናብ ዝርከብ ድርጅትና መፂእኻ ምሕታት ይከኣል ቁፅሪ ቴሌፎን-0344-404253።