ተዓፅዩ
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ሽረ እንዳስላሴ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ብመደበኛ መንግስታዊ በጀት ኤሌክትሮኒክስ፣ ናዉቲ ኣብያተ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ስራሕቲ ሕትመትን ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪናን በጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 5, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 5, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ