Closed
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ከተማ መቐለ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ናይ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ከተማ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን ዝርከብ ናይ ሰዉሒ ንጉስ 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ መምሀሪ ክፍሊ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ 9ተ ብርኪ ፍቃድ ደቀቕቲ ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 26, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 26, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ7,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ