Closed
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ካብ ዕለት 1/11/2010 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/10/2011 ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲት ከግብር ሰለዝደለየ ኣብ ትሕቲ አመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እተቅርቡ ዝተፈቐደሎም ዉልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ሰለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክሳተፍ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 23, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 24, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዓዲግራት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ