ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ከይዲ ስራዝ ዝተዋደደ ልምዓት ናይ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ቤት ፅሕፈቱ ዝኮና ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ ቀበሌ 03 ካብ ኣሉላ ሆቴል ክሳብ ክላስተር ሼድ ሓዱሽ ናይ ዋና እስፋልት መብራህቲ ዝርገሐን ኣብ ሕሉፍ ዝተሰርሑ ብመኪና ዝተገጨዉን ብጨረታ ንምስራሕ ኮድ CIV/ CW /01 2012 ኤሌክትሪክን ኤሌክትሮ መካኒካልን ደረጃ 8ተ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ትካላት ንግዲ ዘለዎም ናይ ምግጣምን ናይ ምፅራይን መንገዲ መብራህቲ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 20, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓ/ዓዲ