ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ግልፂ ጨረታ ማእከል ቤት ህንፀት ዉቅሮ ካብ በጀት 2012ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ፍርናሽ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 16, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10000.00
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 16, 2012 8:02 ቅ/ሰዓት
  • ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዝተሓደሰ ምሰከር መቅረባይነት

3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ አሴት ታክስን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2012 ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ዘቅርብ

4 መኸበሪ ጨረታ 10000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 እቲ ጨረታ 01/04/2012ዓ/ም ክሳብ 16/04/2012 ሰዓት 8፡00 ይፀንሕ

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 43 08 43

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s