ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ግልፂ ጨረታ ማእከል ቤት ህንፀት ዉቅሮ ካብ በጀት 2012ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ፍርናሽ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 16, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 16, 2012 8:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed
1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ
2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዝተሓደሰ ምሰከር መቅረባይነት
3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ አሴት ታክስን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2012 ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ዘቅርብ
4 መኸበሪ ጨረታ 10000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከቅርቡ ዝክእሉ
5 እቲ ጨረታ 01/04/2012ዓ/ም ክሳብ 16/04/2012 ሰዓት 8፡00 ይፀንሕ
6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 43 08 43