ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ናይ ዉልቀ ኩባንያ ኣብ ላጪ ጨንፈር መቐለ ዝርከብ ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ዋተር ፓምፕ ፣ ቫይብሬተር፣ ዌልዲን ማሽን ፣ ኮፓክተር ፣ ጀነሬተር ፣ ዝመሰሉን ብተወሳኪ ኮምፒተር ዲስክ ቶፕ፣ ላፕቶፕ፣ ፎቶ ኮፒ ፣ ፕሪንተር ፋክስ፣ ፊሪጃት፣ ማይ መፃረይ ፣ ላዉንደሪ ማሽን ፣ ስቶቭ ፣ዝተፈላለዩ ጣዉላታት ፣ ሓፂን ዓራት ዝተፈላለዩ ወናብር ጠረፔዛ ፣ ሸልፍን ካልኦትን ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 1, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 1, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሕዳር 26, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተጫረቲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም
2 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
3 ተጫረቲ ካብ ዕለት 25/03/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 01/04/2012ሰዓት 8፡00 ምእታዉ ይካኣል
4 ተጫረቲ ኣብ እተቕርብዎ ዋጋ 15 ሚኢታዊ ቫት ክነክፍል ምኻንና ክፍለጥ ይግባእ
5 ተጫረቲ ብር 50000 ናይ ጨረታ መኸበሪ በስፒኦ ምስቲ ሰነድ ኣተሓሒዞም ዘቅርቡ
6 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 01/04/2012ሰዓት 8፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት
7 ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 72 49 32