https://tenders.milkta.com/ti/display/9665

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ናይ ዉልቀ ኩባንያ ኣብ ላጪ ጨንፈር መቐለ ዝርከብ ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ዋተር ፓምፕ ፣ ቫይብሬተር፣ ዌልዲን ማሽን ፣ ኮፓክተር ፣ ጀነሬተር ፣ ዝመሰሉን ብተወሳኪ ኮምፒተር ዲስክ ቶፕ፣ ላፕቶፕ፣ ፎቶ ኮፒ ፣ ፕሪንተር ፋክስ፣ ፊሪጃት፣ ማይ መፃረይ ፣ ላዉንደሪ ማሽን ፣ ስቶቭ ፣ዝተፈላለዩ ጣዉላታት ፣ ሓፂን ዓራት ዝተፈላለዩ ወናብር ጠረፔዛ ፣ ሸልፍን ካልኦትን ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 1, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 1, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ተጫረቲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

3 ተጫረቲ ካብ ዕለት 25/03/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 01/04/2012ሰዓት 8፡00 ምእታዉ ይካኣል

4 ተጫረቲ ኣብ እተቕርብዎ ዋጋ 15 ሚኢታዊ ቫት ክነክፍል ምኻንና ክፍለጥ ይግባእ

5 ተጫረቲ ብር 50000 ናይ ጨረታ መኸበሪ በስፒኦ ምስቲ ሰነድ ኣተሓሒዞም ዘቅርቡ

6 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 01/04/2012ሰዓት 8፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 72 49 32