ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ወረዳ ቆላ ተምቤን ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሑ ኦርጅናል ግልጋሎት ዘዉዕል ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 13, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 13, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሕዳር 11, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 በቲ መስመር ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ዝተሓደሰ ናይ 2012  መቅረባይነት ቲን ፣ ቫት ተመዝገብቲ እንተኮንኩም ዝተመዝገብሉ ሰርትፊኬት ወርሓዊ ቫት ዘእወወጅሉ ኮፒ ዘቅርቡ

2 2ሚኢታዊ ዊዝ ሆልድ ክከፍል ዝክእል

3 እዚ ቅጥዒ ጨረታ ብዝግባእ መሊኡ ንዕለት 13/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 46 05 83 

ጨረታ መደብ

s