https://tenders.milkta.com/ti/display/9421

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ወረዳ ቆላ ተምቤን ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሑ ኦርጅናል ግልጋሎት ዘዉዕል ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 13, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:ቆላ ተምቤን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 13, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 በቲ መስመር ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ዝተሓደሰ ናይ 2012  መቅረባይነት ቲን ፣ ቫት ተመዝገብቲ እንተኮንኩም ዝተመዝገብሉ ሰርትፊኬት ወርሓዊ ቫት ዘእወወጅሉ ኮፒ ዘቅርቡ

2 2ሚኢታዊ ዊዝ ሆልድ ክከፍል ዝክእል

3 እዚ ቅጥዒ ጨረታ ብዝግባእ መሊኡ ንዕለት 13/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 46 05 83