ቢሮ ሳይንስ ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ናይ ሃይሎክስዳብል ካፕ መኪና ዝተፈላልዩ ስፔራት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ካብዚ ንታሐቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትኽእሉ ምኻንኵም ንሕብር

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 7, 2012 11:25 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 7, 2012 11:27 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም

2 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክአል

3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ

4 ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓትን ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተመዝገበሉ ቲን ፎቶ ኮፒ ከትሕዙ ዝኽእል

5 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 04/2/2012ዓ/ም ክሳብ 06/2/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡25 ድ/ቀትሪ ከተቅርቡ ትኽእሉ

6 ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁ 0344 40 41 61 ምድዋል ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s