ቢሮ ሳይንስ ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ናይ ሃይሎክስዳብል ካፕ መኪና ዝተፈላልዩ ስፔራት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ካብዚ ንታሐቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትኽእሉ ምኻንኵም ንሕብር
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 7, 2012 11:25 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 7, 2012 11:27 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም
2 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክአል
3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ
4 ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓትን ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተመዝገበሉ ቲን ፎቶ ኮፒ ከትሕዙ ዝኽእል
5 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 04/2/2012ዓ/ም ክሳብ 06/2/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡25 ድ/ቀትሪ ከተቅርቡ ትኽእሉ
6 ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁ 0344 40 41 61 ምድዋል ይካኣል