ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራ ንሙሉእ ዓመት ዝፀንሕ ዝ/ዩ ዓይነታት ፅሑፋት ግልጋሎ ፎቶኮፒ ብፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 12, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 12, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሓምለ 10, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 09/11/2011ዓ/ም ክሳብ 11/11/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ክተቅርቡ ትክእሉ፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 12/11/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-40017 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s