https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7862

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራ ንሙሉእ ዓመት ዝፀንሕ ዝ/ዩ ዓይነታት ፅሑፋት ግልጋሎ ፎቶኮፒ ብፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 10, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 11, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 12, 2011 04:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ግራፊክስ ዲዛይን/

ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 09/11/2011ዓ/ም ክሳብ 11/11/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ክተቅርቡ ትክእሉ፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 12/11/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-40017 ምድዋል ይከኣል፡፡