ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ መምርሒ ት/ፋይናንስን ነቲ ቤት ፅሕፈት ግጋሎት ዝውዕል ጎማታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 21, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 21, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሰነ 12, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 በቲ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነት ቲን ናምበር ዘቅርብ፤ 2 ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ
3 ናይ ወርሒ ግንቦት 2011ዓመት ዲክሌሬሽን ዘቅርብ፤
4 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 7/10/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 21/10/2011ዓ/ም ዘይምለስ 30.00 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ትግራይ መምርሒን ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 74 መፂእኩም ክትገዝኡ ትክእሉ፤
5 መከበሪ ጨረታ ብር 3000.00 ሽሕ ብሲፒኦ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል፤
6 እቲ ጨረታ ዕለት 21/10/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡45 ይክፈት፡
7 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡
8 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ከረክብ ዝክእል፤
9 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ናይ ምውሳክን ምቅናስን መሰል ኣለዎ፡፡ ኒኮላስ