ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ መምርሒ ት/ፋይናንስን ነቲ ቤት ፅሕፈት ግጋሎት ዝውዕል ጎማታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 21, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 21, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሰነ 12, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed

1 በቲ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነት ቲን ናምበር ዘቅርብ፤                                    2 ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ

3 ናይ ወርሒ ግንቦት 2011ዓመት ዲክሌሬሽን ዘቅርብ፤

4 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 7/10/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 21/10/2011ዓ/ም ዘይምለስ 30.00 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ትግራይ መምርሒን ትልምን  ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 74 መፂእኩም ክትገዝኡ ትክእሉ፤

5 መከበሪ ጨረታ ብር 3000.00 ሽሕ ብሲፒኦ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል፤

 6 እቲ  ጨረታ ዕለት 21/10/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡45 ይክፈት፡

7 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

8 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ከረክብ ዝክእል፤

9 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ናይ ምውሳክን ምቅናስን መሰል ኣለዎ፡፡ ኒኮላስ

ጨረታ መደብ

s