ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ራ/ዓዘቦ ንቤት ፅሕፈት ጥዕና ሕርሻን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብናይ መደበኛ በጀት ናይ መኪና ሰርቪስ ንምግባር ዝ/ዩ ናይ መኪና ስፔር ግዝኢት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 13, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 13, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጉንበት 10, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

                                           1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 13/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 13/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

                                         ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415291 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s