https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7472

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ራ/ዓዘቦ ንቤት ፅሕፈት ጥዕና ሕርሻን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብናይ መደበኛ በጀት ናይ መኪና ሰርቪስ ንምግባር ዝ/ዩ ናይ መኪና ስፔር ግዝኢት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 10, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 13, 2011 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ራያ ዓዘቦ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 13, 2011 04:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

                                           1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 13/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 13/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

                                         ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415291 ምድዋል ይከኣል፡፡