ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ከተማ መቐለ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ናይ ቤት ፅሕፈት መሳርሒ ዝውዕሉ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 25, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 25, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 22/08/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 25/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-405093 ምድዋል ይከኣል፡፡