https://tenders.milkta.com/ti/display/7255

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ከተማ መቐለ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ናይ ቤት ፅሕፈት መሳርሒ ዝውዕሉ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 25, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 25, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 22/08/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 25/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-405093 ምድዋል ይከኣል፡፡