ቤት ፅሕፈትና ሰላም ትውልድ ኣድን ኤች ኣይቪ ፖዘቲቭስ ማሕበር ናይ ቤት ፅሕፈትና ናይ 2018 ዓ.ም.ፈ ኦዲት ከመርምር ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው እተማለኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 26, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 26, 2011 9:01 ቅ/ሰዓት
  • ኦዲት ተዛማድኡን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2010 ዓ/ም ግብሪ ዝተከፈሎ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ እና ቲን ሰርቲፊኬት ከቅርቡ ኣለዎም::

2 ናይ ሰነድ ጨረተኦም ዋጋ ብስምዒ ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 22/01/2019 ዓ.ም.ፈ ቅድሚ ሰዓት እናመፁ ከቅርቡ ይክእሉ::

3 እዚ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 2/02/2019 ዓ.ም.ፈ ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለውዎ ይክፈት::

4 ብቁዕ ናይ ኦዲት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ፤

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0974-514381/0914-750648 ምድዋል ይከኣል::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s