ቤት ፅሕፈትና ሰላም ትውልድ ኣድን ኤች ኣይቪ ፖዘቲቭስ ማሕበር ናይ ቤት ፅሕፈትና ናይ 2018 ዓ.ም.ፈ ኦዲት ከመርምር ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው እተማለኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 26, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 26, 2011 9:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 16, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ 2010 ዓ/ም ግብሪ ዝተከፈሎ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ እና ቲን ሰርቲፊኬት ከቅርቡ ኣለዎም::

2 ናይ ሰነድ ጨረተኦም ዋጋ ብስምዒ ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 22/01/2019 ዓ.ም.ፈ ቅድሚ ሰዓት እናመፁ ከቅርቡ ይክእሉ::

3 እዚ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 2/02/2019 ዓ.ም.ፈ ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለውዎ ይክፈት::

4 ብቁዕ ናይ ኦዲት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ፤

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0974-514381/0914-750648 ምድዋል ይከኣል::

ጨረታ መደብ

s