ሓውዜን ቴክኒክ ኮሌጅ ንትካል ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልገል ኣቅሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ንክተወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 19, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 19, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 16/04/2011ዓ/ም ክሳብ 18/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 11:00 ብኣየር ይውዕል።
2 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 19/04/2011ዓ/ም ሰዓት 2:00 ኮሜቴ ጨረታ ይኽፈት።