https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5598

ሓውዜን ቴክኒክ ኮሌጅ ንትካል ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልገል ኣቅሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ንክተወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 19, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 19, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

1 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 16/04/2011ዓ/ም ክሳብ 18/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 11:00 ብኣየር ይውዕል።

2 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 19/04/2011ዓ/ም ሰዓት 2:00 ኮሜቴ ጨረታ ይኽፈት።