ካብ ትልምን ፋይናንስን ካብ ናይ ዩኒሴፍ በጀት ንዳ/ዳይሬክቶሬት ምድላው ትልምን ክትትልን ገምጋምን ግልጋሎት ዝውዕሉ መፅሓፍቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 10/04/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ይዕፀው።10/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት።
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-40057 ደዊሎም ክሓቱ ይኽእሉ።