ካብ ትልምን ፋይናንስን ካብ ናይ ዩኒሴፍ በጀት ንዳ/ዳይሬክቶሬት ምድላው ትልምን ክትትልን ገምጋምን ግልጋሎት ዝውዕሉ መፅሓፍቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 10/04/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ይዕፀው።10/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-40057 ደዊሎም ክሓቱ ይኽእሉ።        

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s