ቢሮ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ ንታሕቲ ዝቀረቡ ኣብ ዘገልገሉ ኣቅሑት ኣብ ምግዛእን ምሽጥን ዝተዋፈሩ ወይድማ ኣብቲ ዝጫረተዎ ኣቅሓ ተዛማዲ ስራሕ ዝተዋፈረ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 14, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 14, 2010 4:15 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጉንበት 3, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
- ዘገልገሉ ጎማታት መኪና ዝተፈላለዩ ኣቅሑት መኪና ዝተፈላለዩ ካልኦት ኣቅሑን
1 እቶም ኣቅሑ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታታሊ 15 መዓልታት ኣብ ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ብምምፃእ ኩሉ ግዘ ኣብ ሰዓት ስራሕ ምርኣይ ይከኣል
2 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ኣብ ሰዓት ስራሕ 100 ቅረሺ ብምክፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 17 ምዉሳድ ይክእሉ
3 ተጫረቲ ብጨረታ ዝሰዓርዎ ኣቅሓ ዋጋ ኣብ ዉሽጠ 5 መዓልቲ ብምክፋል ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ከልዕልዎ አለዎም
4 ተጫረቲ ናይ ዝጫረትዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ መከበሪ ጨረታ ብስፒኦ ከትሕዙ ዘለዎም
5 እቲ ጨረታ 14 ጉንበት 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:15 ይክፈት
6 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342409913