https://tenders.milkta.com/ti/display/4508

ቢሮ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ ንታሕቲ ዝቀረቡ ኣብ ዘገልገሉ ኣቅሑት ኣብ ምግዛእን ምሽጥን ዝተዋፈሩ ወይድማ ኣብቲ ዝጫረተዎ ኣቅሓ ተዛማዲ ስራሕ ዝተዋፈረ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 3, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 14, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 14, 2010 4:15 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • ዘገልገሉ ጎማታት መኪና ዝተፈላለዩ ኣቅሑት መኪና ዝተፈላለዩ ካልኦት ኣቅሑን

1 እቶም ኣቅሑ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታታሊ 15 መዓልታት ኣብ ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ብምምፃእ ኩሉ ግዘ ኣብ ሰዓት ስራሕ ምርኣይ ይከኣል

2 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ኣብ ሰዓት ስራሕ 100 ቅረሺ ብምክፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 17 ምዉሳድ ይክእሉ

3 ተጫረቲ ብጨረታ ዝሰዓርዎ ኣቅሓ ዋጋ ኣብ ዉሽጠ 5 መዓልቲ ብምክፋል ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ከልዕልዎ አለዎም

4 ተጫረቲ ናይ ዝጫረትዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ መከበሪ ጨረታ ብስፒኦ ከትሕዙ ዘለዎም

5 እቲ ጨረታ 14 ጉንበት 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:15 ይክፈት

6 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342409913